
ኣይንፈላለ
ነቲ ናብ ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዘብጽሐ ናይ 1940'ታት ታሪኽ ኤርትራ ኣዝዩ ዝተሓላለኸ ከም ዝኸውን ዝገብሮ ሓደ ዓቢ ምኽንያት ኣሎ። እዚ ድማ፡ ውሳኔ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ንፈደረሽን፡ ማለት'ውን ውሳነ 390/V ናይ 1950፡ ወጻኢ ካብቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተኻየደን ንድሌት ህዝቢ ኤርትራ ዘንጸባረቐን ፖለቲካዊ ቃልሲ፡
Încă îl urmărimCum s-a mișcat prețul
Ce am observat noi
la minimToate cifrele de mai sus ies din ce am notat noi, în fiecare noapte. Nu le-am luat de nicăieri.
În fiecare zi luăm cel mai mic preț dintre toate magazinele și îl punem pe grafic. Linia verde e cel mai jos a coborât în ultima lună.
Lasă-ne adresa și îți scriem dacă scade sub —. Un singur e-mail, când chiar se întâmplă ceva. Îți cerem întâi o confirmare, și te poți retrage oricând dintr-un click.
Ce zice magazinul despre el
ነቲ ናብ ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዘብጽሐ ናይ 1940'ታት ታሪኽ ኤርትራ ኣዝዩ ዝተሓላለኸ ከም ዝኸውን ዝገብሮ ሓደ ዓቢ ምኽንያት ኣሎ። እዚ ድማ፡ ውሳኔ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ንፈደረሽን፡ ማለት'ውን ውሳነ 390/V ናይ 1950፡ ወጻኢ ካብቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተኻየደን ንድሌት ህዝቢ ኤርትራ ዘንጸባረቐን ፖለቲካዊ ቃልሲ፡ ብመሰረት ኣህጉራዊ ረብሓታትን ስትራተጂ ሓያላት ሃገራትን ስለ ዝተወስደ ኢዩ። ክልቲኡ እዚ መስርሓት እዚ፡ ነንሓድሕዱ ዝገራጮን ዘይራኸብን መስመራት ስለ ዝኽተል፡ ብሓቂ ክልተ ዝተፈላለየ ዛንታታት ኢዩ ዘዘንቱ። ኣብ'ዚ መጽሓፍ'ዚ፡ ነዚ ኽልተ ማዕረ ማዕረ ዝኸደ ናይ ታሪኽ ጉዕዞ፡ ማለት ነቲ ናይ ህዝብና ቃልሲ ብሓደ ወገን፡ ነቲ ኣህጉራዊ መስርሕ ከኣ በቲ ኻልእ ጠሚርና ክንገልጽ ፈቲንና ኣለና።
Descrierea e luată de la Libris.
Produse similare din Istorie & societate
Vezi categoria →










